ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ‘ተራእዩ ዘይፈልጥ’ ወራር ኣንበጣ ኣንፀላልዩ ከምዘሎን ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ንዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተኸሲቱ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ምድረበዳ ንምክልኻል ዓለምለኻዊ ደገፍ ፃዉዒት ቀሪቡ ።

(ኤፍኤምመቐለ  16/05/2012)ቅድሚ ሕዚ ተራእዩ ዘይፈልጥ ወራር ኣንበጣ ኣብ ኢትዮጵያ ፣ኬንያን ሶማልያን ኣብ ሕርሻን መጋሃጫን ዓቢ ዕንወት ኣስዒቡ ከም ዘሎ ዝሓበረ ውድብ መግብን ሕርሻን ዓለም –…

ዒራቓውያን – ኣመሪካ ወተሃደራታ ካብ ሃገሮም ከተውፅእ ብሰላማዊ ሰልፊ ሓቲቶም።

(ኤፍኤምመቐለ  16/05/2012)ኣብ ርእሰ ከተማ ዒራቕ-ባግዳድ ኣብ ጥቓ ኤምባሲ ኣመሪካ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ  ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ዜጋታት ኢራቕ ህላወ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ዒራቕ ብምኹናን…

ካልኣይ ዓለም ለኸ ዓዉደ መፅናዕቲ ማእኸላት ሳይንስ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/05/2012) እቲ ዝሳለጥ ዘሎ ዓዉደ መፅናዕቲ ብርክት ዝበሉ ረብሓታት ከምዘለዉዎ ፕረዝዳንት ዩንቨርስቲ መቐለ ፕሮፌሰር ክንደያ ገ/ሂወት ዝገለፁ እንትኾኑ እዚ ድማ ኣብ ዓዉደ ሳይነስ ኣብ…

ሓይሊ ለዉጢ’የ ክብል ንገዛእ ርእሱ ዝፅዉዕ ኣካል ሃገርና ኣትያቶ ካብ ዘላ ሽግር ናይ ምድሓን ዓቕሚ ይኹን ድሌት የቡሉን ተባሂሉ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/05/2012) “ን18 ኣዋርሕ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት ኣብ ሃገርና ንዘለዉ ሽግራትን ብሙሉእነት ሰሪሑ ንሃገርና ናብ ዝሐሸ ዴሞክራስያዊ መድረኽ ክፈትሖም እዩ ዝብል ተስፋ የብልናን ፤…

ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ኣገልግሎት ሕክምና ካንሰር ምሃብ ክጅመር እዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  13/05/2012ዓይደር ኮምፕረሀንሲቭ ሪፈራል ሆስፒታል ኣብ ክልልና ፈላማይ ዝኾነ ሙሉእ ሕክምና ካንሰር ንምጅማር ይሸባሸብ ከምዘሎን ክሳብ ሕዚ ብደረጃ ሃገር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጥራሕ ክወሃብ…

ዶ/ር ኣብይ ንሚኒስተር ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዳስትርን ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/ሄር ካብ መዝነተን ክልዓላ ገይሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  13/05/2012ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ከምዝገለፆ ኣብ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዳስትርን ተመዲበን ክሰርሓ ዝፀንሓ ሚንስተር ፈትለወርቅ ገ/እዝጋብሄር ንዝገበርኦ ኣበርክቶ ብምምስጋን ካብ ዕለት 06 ጥሪ 2012 ዓ.ም …

ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ዝተጉዓዘ ጋዜጠኛ ETV ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገረ ኢንግሊዝ ሎንደን ምስኣተወ ንልእኽቶ ዋኒን ETV ራሕሪሑ ኣብታ ከተማ ከምዝተሰወረ ተረጋጊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  13/05/2012)104.4 ሬድዮ FM መቐለ ንመቕርብ ETV ብምዉካስ ከምዘረጋገፆ ምክትል ኣርታዒ (ኤዲተር) ክፍሊ ዜና ቋንቋ ኣምሓርኛ ጋዜጠኛ ቢላል ወርቁ ኣብ ከተማ ሎንደን ዝተጉዓዘሉ ቀንዲ ዕላማ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምቁራፅ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ሃገርና 1.8 ቢልዮን ብር ከሲራ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  11/05/2012)ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ጥሪ 2011 ዓ.ም. ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ 2012 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ እዋን ጥራይ ኣብ ኣገልግሎት  ኢንተርኔት ብዘካየደቶ ምቁርራፅ ጥራይ 1.8 ቢልዮን…