ፖለቲካዊ ፍልልያት ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድን ለማ መገርሳን መንፈቕ ዘቑፀረ’ዩ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  25/03/2012  ኣብ ሞንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድን ሚኒስትሪ ሚንስተር ሓይልታት ምክልኻል ሃገርናን አይተ ለማ መገርሳን ፍልልያት ፖለቲካዊ ቅዋሞም እንዳሰፍሐ ካብ ዝመፅእ መንፈቕ ከምዘቑፀረ…

ኣብ ኣብያተ መዘጋጃ ክልልና ብጉልባብን ኣመኽንዮን ዉሳነ ቤት ፍርዲ ዘሎ ተርእዮ ግህሰት መስርሕ መንግስቲን ጉሕለት ዝማእኸሉ ዉራ መሬትን ነዊሕ ርሕቐት ስለዘየኽይድ ኣደብ ኽግበረሉ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ ።

    (ኤፍኤምመቐለ  24/03/2012 )  ምክትል ፕረዝዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣይተ ተስፋይ ገ/መድህን ኣብ መሪሕነት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን መቐለ ንዝተርኣየ ፋሉልን ቃልዕ ግህሰት…

ዝርገሐ ኤች ኣይቪ ቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ላዕለዋይ ጠርዚን ኣብ ዘሰክፍን ብርኪ ከምዝርከብ ቤት-ፅሕፈት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤችኣይቪ ኤይድስ ፌደራል ገሊፁ።

   (ኤፍኤምመቐለ  24/03/2012  እቲ ዝርገሐ ኤችኣይቪ ቫይረስ ኣብ ክልላት ጋምቤላ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ድሬዳዋ፣ ሃረር፣ዓፋር፣ ትግራይ፣ ኣምሓራን ቤንሻንጎል ጉሙዝን፡ ኣብ ዘሰክፍን ላዕለዋይ ጠርዚ ከምዝርከብን  ኣብ ክልላት ሶማል፣…

ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ጥራይ 200 ዘይሕጋዊ ወተሃደራዊ ኣፅዋር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘዉዓለ ፌደራል ኮምሽን ፖሊስ ኣፍሊጡ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/03/2012ጋዜጣ ሪፖርተር ኣብ ናይ ትማሊ ሕታሙ ንንባብ ኣብ ዘብቀዖ ከምዝሓበሮ 70 ክላሽን ኮቭ ካብ ጋምቤላ ናብ አዲስ አበባ ብቑፅሪ ሰሌዳ  3-02265 ኢት ዝኾነት ቦጥ…

ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ኢ/ያ ጎንፂ ንኽፍጠር ኢዶም የእትዉ ከምዘለዉ ዉድብ ሑቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/03/2012   ዉድብ ሑቡራት መንግስታት ከምዝሓበሮ ኣብ ቀረባ እዋን ኖቤል ሰላም ተሸላሚ ዝኾኑ ዶ/ር ኣብይ በደቡብ ሱዳንና ኣብ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ኢዶም ብምእታዉ ንዘይምርግጋዕ ይሰርሑ…

ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ “ቐጠር ንተቓውምቲ መንግስቲ ኤርትራ ትድግፍ ኣላ” ክብል ንዘቕረቦ ክሰ መንግስቲ ኳታር መግለፂ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ክዉንነትን ሓቅን ዝረሓቐ’ዩ ክብል ነፂግዎ ፡፡

    (ኤፍኤምመቐለ  22/03/2012መንግስቲ ኤርትራ – ሱዳን ከም መድረኽ ሽበራዊ ሸርሕታት ኣብ ዝጸበበሉ እዋን “ቐጠርን ከደምታን” ሻቕሎቶም ይዓርግ ኣሎ ክብል ብመንገዲ  ምኒስትሪ ዜና ዘዉፀኦ መግለጺ ፡…

መርገፅን ርእይቶን ሚኒስተር ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣይተ ለማ መገርሳ መርገፅ ውልቆም ዘይኮነስ፡ መርገፅ ኣብዝሓ ህዝቢ ኦሮሞ ምዃኑ ክፍለጥ ኣልዎ ክብሉ ሙሁር ሕግን ተወላዲ ብሄረ ኦሮሞን ኣፍሊጦም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/03/2012    ኣብ ዋሽንግተንን ዩኒቨርሲቲ ሊን መምህር ዝኾኑ ዶክተር ሄኖክ ገቢሳ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ሚኒስተር ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣይተ ለማ መገርሳ ከም ኦዲፒ ዝበለ…