ኣብ መፈለምታ ዓመተ 2004 ናብ ግብራዊ መስርሕ ዝተኣተወን ምስ መንግስቲ ቻይና ዝተኸተመን ፈለማይ ሳተላይት ኢትዮጵያ ኣወንጪፋ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/04/2012)   እዛ Ethiopian Remote Sensing Satellite – 01 (ETRSS – 01) ዝተሰምየት ሳተላይት፡ ሎሚ ካብ መደብር መወንጨፊ ሳተላይት ቻይና ናብ ጠፈር ተወንጪፋ ዘላ ንስራሕቲ…

“ኢትዮጵያ ዘርቀቐቶ ሕጊ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን መሰል ምዝራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ” ተባሂሉ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  10/04/2012   “ኢትዮጵያ ዘርቀቐቶ ሕጊ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን መሰል ምዝራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ” ክብል ዓለም ለኸ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ( ሂዩማን ራይትስ…

“ንመቐለ ምኻድ ኣይትኽእሉን” ተብሂሎም ካብ ነፋሪት ክወርዱ ናይ ዝተገበሩ ጉዳይ ጉጅለ ልኡኻት ቻይና መንግስቲ ፌደራል ጉቡእ ምላሽ ንኽህቦ መንግስቲ ትግራይ ሓቲቱ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012     ብምክትል ኣቦመንበር ቤትምኽሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ  ሃንዥ ግዝት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ንምጉዓዝ ናብ ነፋሪት ምስተሰቕሉ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ንመቐለ ምኻድ ኣይትኽእሉን ተብሂሎም…

ካብ ሞንጎ እቶም ኣባላት ኮምሽን ኣርቀቕቲ ሕገ መንግስቲ ሃገርና እቶም 4 ጥራይ እዮም ኣምሓራ ዘይኮኑ ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012    ካብ ሞንጎ እቶም ኣባላት ኮምሽን ኣርቀቕቲ ሕገ መንግስቲ ሃገርና እቶም 4 ጥራይ እዮም ኣምሓራ ዘይኮኑ ክብላ ኣምባሳደር ገነት ዘዉዴ ገሊፀን፡፡             ኣምባሳደር ገነት…

ሓድሽ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ (ኤክሳይዝ ታክስ) ንኣፍረይቲ ሉስሉስ መስተን ዑሹግ ማይን ኣቖጢዑ ፡፡

    (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012  ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐን ናብ ቤት ምኽሪ ዝተመርሐን ሓድሽ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ ግብሪ (ኤክሳይዝ ታክስ)  ንኣፍረይቲ ሉስሉስ መስተን ዑሹግ ማይን  ኣቖጢዑ ፡፡…

ኣይተ ኢሰያስ ጂራ 2ይ ምክትል ፕረዚዳንት ሴካፋ ኮይኖም ተመሪፆም ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012 ትማሊ ኣብ ሃገረ ኬንያ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዉድድር ሴካፋ ሃገራት ማእኸላይን ምብራቕ ኣፍሪካን ፕረዝደንትን ምክትል ፕረዝደንትን መሪፁ’ሎ።     ብመሰረት እዚ ንታንዛንያዊ ዋላሴ ካርያ…

ኣብ 2ይ ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየርሊግ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ተዓዊታ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  08/04/2012ኣብዚ ዓመት ናብ ፕሪሚየርሊግ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዝዓበያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፈለማይ ፅወትአን ኣብ ስታድዮም ትግራይን ጋንታ መከላከያ ኣታኣናጊደን 2-1 ብዝኮነ ውፅኢት…

ኣፍረይቲ ሰሊጥ ሑመራ ብዘይርትዓዊ ዋጋ ሰሊጦም ከምዘይሸጡ ኣፍሊጦም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  07/04/2012) ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ኤስያን ካልኦት ዕዳጋታት ዓለምን ልዑል ጠለብ ዘለዎ ፍርያት ሰሊጥ ሑመራ ንዘይርትዓዊ ቱሙን ዋጋ መንግስቲ  ብምቅዋም ሰሊጦም ከምዘይሸጡ ኣፍረይቲ ሰሊጥ ሑመራ…