ህወሓት – ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ንመስርሕ ሕገ ደንቢ እቲ ግንባር ብምግሃስ ንዝወስዶ ዘሎ ጉያ ዝተመልኦ ዉሳነ መስርሕ ውሁድ ፓርቲ ብምንፃግ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዝተፀወዐ ኣኼባ ከምዘይሳተፍ ገሊፁ ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  11/03/2012)ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ትማሊ 10 ሕዳር ኣብ ክሊ’ዚ  ዘይሐጋዊ ዉሐደት ሰልፊን ቀፃሊ ሳዕቤኑን ድሐሪ ምዝታይ ንቤት ጽሕፈት ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ…

መምርሒ መተግበሪ ሓፈሻዊ ዓውዲ ትምህቲ ብርሕቐት ካብ ሓምሻይ ክሳብ 12 ክፍሊ ይሰናዳእ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

(ኤፍኤምመቐለ  10/03/2012)መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ርሕቐት ቅድሚ ሕዚ ብዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት እናተተግበረ ዝፀንሐ ሙሉእ ብዝኾነ ብብርኪ ሃገር ንምትግባርን ፅሬት ትምህርቲ ንምክትታልን ብዝጥዕም መልክዑ ካብ 5ይ…

ሊብያ 62 ዘይሕጋውን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰት ኣፍሊጣ።

(ኤፍኤምመቐለ  10/03/2012)መምርሒ ቁፅፅር ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ሊብያ ጨንፈር ቤንጋዚ ትማሊ ከምዘፍለጦ እቶም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝተገበሩ 62 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ዜጋታት ቻድን ሱዳንን እዮም፡፡ ዓለምለኸ ጉዳይ ስደተኛታት…

ኣብ ሞንጎ ዓለም ለኸ ትካል ዘላቒ ልምዓት ስዊድንን ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ትግራይን ጎሓፍ ብዝግባእ ናብ ረብሓ ብምውዓል ሓምለዋይ ከባቢታት ትግራይ ንምጥጣሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/03/2012)ኣብቲ ክልትኣዊ ስምምዕነት ክታሞም ዘንበሩ ፕረዚዳንት ዓለምለኸ ትካል ዘላቒ ልምዓት ስዊድን ቶም ጆን ከምዝሓበርዎ እዚ ማሕበር ካብ ዝምስረት 20 ዓማውቲ ከም ዝገበረን ኣብ ዕብየት…

ጋንታ ቶትንሃም ሆትስፐር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንፍፃመ ቻምፕዮንስ ሊግ ኣውሮፖ ንዘብቁዕዋ ኣርጀንቲናዊ ኣሰልጣኒ ማውሪስዮ ፖቸቲኖ ኣሰናቢታ ፡፡

ጋንታ ቶትንሃም ዓሚ ብሊቨርፑል 2 ን 0 ኣብ ፍፃመ ዋንጫ ቻምፕዮንስ ሊግ ተሳዒራ ዋንጫ ዝሰኣነትሉን ንፍፃመ ፀወታ ዘብቅዕዋን ኣርጀንቲናዊ ኣሰልጣኒ ማውሪስዮ ፖቸቲኖ ኣብዚ ዓመት ውድድር…

ሚኒስተር እቶት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 32 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  03/03/2012)እቲ ሚኒስተር ኣብ 2011 ዓ/ም ብዝተሰርሑ መድረኻት ምልዕዓል ምስ እናዓበየ ምምፅኡ ስዒቡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 33 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ንምእካብ ተተሊሙ ዝነበረ እንትኾን…

መንግስቲ ክልል ትግራይ ንሕቶ ተጠቃምነት መናእሰይ ዞባ ምዕራብ እወንታዊ ምላሽ ዝህብ ዉሳነታት ኣመሓላሊፉ።

         (ኤፍኤምመቐለ  01/03/2012)    ብማሕበር መናእሰይ ትግራይ እትሕተም ወርሓዊት ጋዜጣ ስመር ኣብዝዘርገሐቶ ሕታም ዜናኣ ከምዝሓበረቶ ህይወት ሕርሻ ሜከናይዜሽን ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዞባ ምዕራብ ካብ ሞንጎ ብስራሕቲ…

ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ዘመናዊ ስናይፐር ወተሃደራዊ ብረትን ተዛመድቲ ንብረትን (Accessories) ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምውዓሉ ሚኒስትሪ እቶት ሃገርና ኣፍሊጡ።

(ኤፍኤምመቐለ  28/02/2012)ንሚኒስትሪ እቶት ብምጥቃስ ጋዜጣ ሪፖርተር ከምዝሓበሮ እቲ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ዘመናዊ ስናይፐር ወተሃደራዊ ብረትን ተዛመድቲ ንብረትን (Accessories) ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ…

ኣብዚ ተታሒዙ ዘሎ በጀት ዓመት 3 ፖርክታት ኢንድሰትሪ ፍርያቶም ናብ ሃገራት ወፃኢ ምልኣኽ ከምዝጅምሩ ኮርፕሬት ኮምኒኬሽን ፖርክታት ኢንድስትሪ ሃገርና ኣፍሊጡ ኣሎ፡፡

ሓላፊ ኮርፕሬት ኮሚኒኬሽን ፖርክታት ኢንድስትሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ደርቤ ደበሌ ከም ዝበልዎ ሎም ዘበን ፖርክታት ኢንድስትሪ ጅማ፣ ድሬዳዋን ባህርዳርን ፍርያቶም ናብ ሃገራት ወፃኢ ምልኣኸ ከምዝጅምሩ ድሕሪ…