ጋናዊ ኣጥቃዓይ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣሴይ ማውሊ ናብ ጋንታ ፋሲል ከነማ ተፀምቢሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/02/2012)ወዲ 30 ዓመት ማውሊ መብዛሕቲኡ ናይ ኩዕሶ እግሪ ሂወቱ ኣብ ናይ እስራሄል ጋንታት ከምዝሓለፈ ዝፍለጥ እዩ፡፡ እዚ ተፃዋታይ ዝሓለፈ ዓመት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ…

ጋንታ ስሑል ሽረ ንነበር ሓላዊ ልዳት ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምንተስኖት ኣሎ ኣፈሪማቶ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/02/2012)ሽሙ ምስ ብርክት ዝበለ ጋንታት ክተሓሓዝ ዝፀንሓ ምንተስኖት መዕረፊኡ ጋንታ ስሑል ሽረ ኾይኑ ኣሎ፡፡ እዚ ነበር ናይ ጋንታት ሰበታ፣ ፋሲል ከነማን ባህርዳር ከተማን ሓላዊ…

በቢ ዓመቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝካየድ ሓፋሻዊ ጉባኤ መንበረ ፖትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርሰቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)እቲ ንመበል 38 ግዘ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ካብ ሎሚ 5 ጥቅምቲ ዝጀመረ እንትኾን ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስን ካልኦት ሊቃነጳጳሳትን ኣካየድቲ ስራሕ ሃገረስብከታትን ተረኺቦም እዮም፡፡…

ማእኸላይ ኮሚቴ ዲሞክራስያዊ ፖርቲ ኦሮሞ ኦዴፓ ውሽጣዊ ሓድነት ንምግምጋምን ካልኦት ጉዳያት ከም ኣጀንዳ ዝተተሓዘሉ ኣኼባ ጀሚሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ እቲ ኣኼባ ኣብ ክልላውን ውድባውን ኣፈፃፅማ ስራሕ ብምግምጋም ኣንፈት ከቕምጥ እዩ ተባሂሉ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ክልላውን ሃገራውን ጉዳያት…

ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ተዓዲሞም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ቤንያሚን ኔታንያሁ ብስልኪ ኣብ ዝነበሮም ዝርርብ እዮም ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብሩ ዓዲሞም፡፡ 0

ህዝበ ውሳነ ሕቶ ክልልነት ሲዳማ ዝወሃበሉ መዓልቲ ን10 ሕዳር 2012 ዓ/ም ከምዝተናውሓ ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)እቲ ቦርድ ህዝበ ውሳነ ሲዳማ 3 ሕዳር 2012 ዓ/ም ክወሃብ ትልሚ ሕዙ ምንባሩ ይዝከር፡፡ ቦርድ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ህዝበ ውሳነ ዝወሃበሉ ዕለት ምንዋሑ ገሊፁ፡፡…

ኣብ ዓለም 540 ሚሊዮን ህፃናት ብሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግብን ብዘይ ኣፍልጦ ዝህሉ ኣመጋግባ ስዒቡ ዝፍጠር ዝለዓለ መጠን ርጉደት ዝተጠቕዑ እዮም ኢሉ ዩኒሴፍ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)ትካል ሓገዝ ህፃናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓለምና ኣብ ኣመጋግባ ለውጢ እኳ እንተመዝገቡ ኣብ መሰረታዊ ግንዛበ ኣመጋግባ ግን ዛጊድ ፀገም ኣሎ ኢሉ፡፡ ብመሰረት ፀብፃብ እቲ…

ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ካብ ዝመፅእ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ ታሪፍ ምምሕያሽ ከም ዝገበር ገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘካየዶ ገምጋም መድረኽ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2011 ትልሚ 2012 ዝተረኸቡ ዳይሬክተር ኮርፕሬት ኮሚኒኬሽን ኣይተ መልኣኩ ታየ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 22 ሓደሽቲ ከተማታት…