ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ጋንታ ዲሜተር ዝተብሃለ ሉኡኽ ፈረንሳይ ዘትየን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  07 /01/2012) ፕረዚደንት ሳህለወርቅ 42 ጋንታ ኣብ ውሽጢ ዝሓቖፈ ጋንታ ዲሜተር ምስ ዝተብሃለ ካብ ፈረንሳይ ዝመፀ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ዝዛተያ እንትኾውን፣እተን ፕረዚደንት…

ኣብ ወረዳ ራያ ኣለማጣ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ወራር በልዓትን ሕማማትን ዝራእቲ ብብቕዓት ንምምካት ዘኽእል ዝተጠናከረ ምንቅስቓስ ይካየድ ከም ዘሎ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ሕርሻን ገጠርን እታ ወረዳ ኣፍሊጣ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  07 /01/2012) ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ኪኢላ ሓለዋን ክትትልን ዝራእቲ ኣይተ ኣሕመድ ሰላሕ ከም ዝበልዎ መፍረያይነት ዝራእቲ እታ ወረዳ ብሰንኪ ሕማማትን በልዓትን ከይንኪ ካብ ወረዳ ክሳብ…

ብሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌደሪኢ ዶክተር ማርቆስ ተክሌ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፖኪስታን ዑደት ገይሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05 /01/2012)ኣብቲ ዑደት ሚኒስተር ዲኤታ ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣይተ ምስጋኑ ኣረጋ ሓዊሱ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክብ ሚኒስተር ሕርሻን ተሳቲፎም እዮም፡፡ እቲ…

ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማልያ (ኣሚሶም) ኣበታ ሃገር ነዘወፈሩ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ሂቡ።

(ኤፍኤምመቐለ  28/12/2011)  እቶም ኣባላት ኣብ ዝተዋፈርሉ ከባቢ ንዝነበሮም ተበግሶ፣ ንዝኸፈልዎ መስዋእቲን ሙያዊ ተጋድሎን ዝተወሃበ ኣፍልጦ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ። ቤልደዋይን ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣሚሶም…

ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣንበጣ ከምዝተርኣየ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ገሊፁ ።

(ኤፍኤምመቐለ  28/12/2011) ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን እታ ወረዳ ኣይተ ገ/መድህን ገ/ኪዳን እቲ ኣንበጣ ኣብ ክልተ ጣብያታት ዝተርኣየ እንትኾን ገና ናብ ዕስለ ዘይተሰጋገረን ዕሸል ከምዝኾነን…