ነበር ፕረዝደንት ሃገረ ኩርጊስታን ኣልማዝባክ ኣታምባየቭ ብሓይልታት ፀጥታ መንግስቲ ከምዝተኸበቡ ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/12/2011)እቶም ነበር ፕረዝደንት ብሓይልታት ፀጥታ ክኽበቡ ዝኸኣሉ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምውዓል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቶም ሓይልታት ፀጥታ ንነበር ፕረዝደንት እታ ሃገር ኣልማዝቦክ ኣታምባየቭ ኣብ ትሕቲ…

ነበር ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ካብ ስልጣን ንኽእለ ዝመርሐ ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን ኣብቲ ክጣየሽ ኣብ ስምምዕ ዝተበፅሓሉ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ኢዱ ከምዘይሓውስ ኣፍሊጡ።

(ኤፍኤምመቐለ  02/12/2011)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰናብቲ ኣብ ሞንጎ ኣብ ስልጣን ዘሎ ግዝያዊ ወተሃደራዊ ባይቶን ልፍንቲ ተቃወምቲ ሱዳንን ናብ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ከሰጋግሮም ዝኽእል ስምምዕ ምክታሞም ይዝከር…

ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ንዝተፈፀመ ቅትለት ኮኒኖም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/11/2011)ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ግዝኣታት ቴክሳስን ሃዊይን ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 29 ሰባት ምማቶም ስዒቡ ኣብ ኣሜሪካ ፅልኢ ቦታ የብሉን ክብሉ ኮኒኖም፡፡ ዶናልድ ትራምፕ በቲ…

ሃለዋት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኢድ ትግራዋይ እምበር ኣብ ኢድ ካሊእ ዝወድቅ ኣይኮነን ኢሎም ም/ር/ም/ክ/ት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  24/11/2011)እቶም ም/ር/ምምሕዳር እዙይ ዝበሉ ፅምብል 2ይ ዙር ማዓልቲ ፌስቲቫል ዲያስፖራ ተጋሩ ብዕሊ ኣብዝተከፈተሉ እዋን እዩ፡፡ 0

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ መበል ራብዓይ ዘመን ካልኣይ ህፁፅ ኣኼባ፣ ምርጫ ኣባላት ቤት ምኽሪን ከባቢያዊ መረፃን ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ምስ ሃገራዊ መረፃ ብሓባር ንኽካየድ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ።

(ኤፍኤምመቐለ  24/11/2011)እቲ መረፃ ኣብ 2011 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ ዝነበረ እኳ እንተኾነ፥ በቲ ዝተትሓዘሎ እዋን ንምክያድ ብዘይምኽኣሉ ኣብ ቀፃሊ ምስ ዝካየድ ሃገራዊን ክልላዊን ምርጫ ንክፍፀም…

2ይ ዙር ዓምለኸ ፌስቲባል ዲያስፖራ ተጋሩ ሓድነት ዲያስፖራ ተጋሩ ንሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 23 ክሳብ 30 ሓምለ2011 ዓ/ም ክሳለጥ እዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  24/11/2011) ኣካል እዚ ዝኾነ ድማ ኮንፈረንስ ዲያስፖራ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሓምለ 28/2011 ዓ/ም ኣብ ፖለቲካዊ ማሕበራዊ ኢኮኖሚያዊን ተጠቃምነት ደቂ ኣንስትዮ ትግራይን ዘድሃበ መድረኽ ከምዝሳለጥ ቢሮ…

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ክፍለ ክተማ ሰሜን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሰሙን ልዕሊ 10 ሚልዮን ብር እቶት ከም ዝኣከበ ኣፍሊጡ።

(ኤፍኤምመቐለ  24/11/2011) ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣይተ ገብረሃዋርያ ታደለ ከም ዝሓበርዎ ኣብ  ክፍለ ከተማ ሰሜን 3 ሽሕን 100 ክራይ መካረይቲን 3 ሽሕን…