ብምኽንያት 7ይ ዓመት ዝኽሪ ዓብይ መራሒ መለስ ዜናዊ ተኸላ ፈልሲ ተሳሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/12/2011) ኣብቲ ተኸላ ፈልሲ ሲቪል ሰርቪስ ሰርቫንት ፣መናእሰይን ደቂ ኣንሰትዮን ብሓባር ብምዃን ካብቶም ዝሓለፉ 27 ዓመታት ብሃገር ይኹን ብዓለም ብርኪ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብምዝካርን ሓምለዋይ ቦታ…

ፕረዝደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሚኒስተር ጉዳያት ወፃእን ኳታር ዘትየን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/12/2011) ፕረዝደንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኳታር ሸኽ መሓመድ ቢን ኣብደልራሕማን ቢን ጃሲም ኣልታኒ ዝዘተያ እንትኾና፣ ኣብዘተኦም ኣብ ዛዕባታት ርክብ ክልቲኤን…

ነበር ፕረዝደነት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ካብ ስዑድ ዓረብ ሚሊዮናት ዶላራት ከምዝተቐበሉ ኣሚኖም እዮም ኢሉ መርማሪ ገበን ጉዳይ ግዕዝይና እቶም ፕረዝደንት፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/12/2011) ዑመር ኣልበሽር 25 ሚሊዮን ካብ ተቐባሊ ንግስና ስዑድ ዓረብ ንጉስ መሓመድ ቢን ሳልማን ፣ካሊእ ቁፅሩ ዘይፍለጥ ገንዘብ እውን ከምዝተቐበለ እቲ መርማሪ ገበን ወሲኹ ገሊፁ፡፡…

መለስ ሰብ ኮይኑ ልዕሊ ሰብ ኩሎም ፈተናታትን ስዒሩ ንዓወት ዝበቕዐ ብሉፅ ተጋዳላይን መራሕን ኔሩ ኢሉ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ።

(ኤፍኤምመቐለ  14/12/2011) ራእይን ክብርታትን መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ዋሕስ ሕዳሰና፣ ፅንዓትናን ዘይተርፍ ዓወትናን! ብዘብል ረእሲ ን7ይ ዓመት ዝኽሪ ዕለት መስዋእቲ በዓል ራኢ መራሒና ቐ/ሚ/ር ኢትዮጵያ ስውእ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተቐባሊ ንግስና ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን ቢን ኣብዱላዚዝ ብ”ቴሌፎን” ተዛቲዮም።

ተቐባሊ ንግስና  መሓመድ ቢን ሳልማን፥ ውድባት ፖለቲካ ሱዳን ናብ መድረኽ ሰላም ንክመፅኡ ኢትዮጵያ ንዝገበረቶ ፃዕሪ ንኢዶም። እዛ ሃገር ኣብ ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንክህሉ…

ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንሓለፍቲ ኣብያተ ፅሕፈት ኣብ ዙርያ ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣመልኪቱ ዓቅሚ መዕበይ ስልጠና ሂቡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  13/12/2011) እቲ ዝተወሃበ ኣቅሚ መዕበይ ስልጠና ናይ ሕድሕድ ኣብያተ ፅሕፈት ሓለፍቲ፣ ኣመሓደርቲን ጣብያታትን መራሕቲ ሃይማኖትን ዘሳተፈ እንትኸውን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ዘረባ ዘስምዑ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት…

ብምኽንያት በዓል ኣሸንዳ ዝተዳለወ 5 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስቲዮ ትግራይ

(ኤፍኤምመቐለ  13/12/2011) እቲ መበገስኡን መዛዘሚኡን ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዝነበረ ውድድር ልዕሊ 1500 ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ኮይኑ አትሌት ገነት ሳህለ ካብ ወረዳ እንደርታ 1 ይቲ፣ ኣሰፉ…

7ይ ዓመት ዝኽሪ ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ራእይን ክብርታትን መራሒና መለስ ዋሕስ ሕዳሰ ፅንዓትን ዘይተርፍ ዓወትናን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር እዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  09/12/2011)ኣብቲ ዕለት ዝተፈላለዩ ፍፃመታት ብምስላጥ እውን ከምዝኽበር ቢሮለለ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ፀብፂቡ፡፡ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ 14 ነሓሰ 2004 ዓ/ም ከም ዝተሰውኣ ይዝከር፡፡…

ትካላት ድሕንነት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብብርኪ ዓለም እናተጋደደ ንዝመፀ ግብሪ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  09/12/2011)እቲ ስምምዕነት ብወገን ኢትዮጵያ ዋና ዳይሬክተር ሃገራዊ ድሕንነት መረዳእታ ጀኔራል ኮምሽነር ደመላሽ ገብረሚካኤልን ዳይሬክተር ማእከል ምፅራይ ተግባር ራዕዲ ኣሜሪካ ኤፍ ቢኣይ ተፈራሞም፡፡ ሃገራዊ ግልጋሎት…