ሓረስታይ ትግራይ ካብ ወራራት ባልዕ ዘራእትን ፃህያይን ንምክልኻል ብኣግኡ ምሉእ ምድላው ከም ዘድልዮ ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/12/2011)ኣብ ቢሮ ሕርሻ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ባልዓትን እፅዋትን ኣይተ መብራህቶም ገ/ኪዳን ካብ ዝሓለፈ ክረምቲ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ወራር ኣንበጣን  ኣብ ትግራይ ከጋጥም ከም…

ፕረዚደንት ኢራን ሓሰን ሮሃኒ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ዘንበረቶ ማዕቀብ ከየልዓለት ምስ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ከምዘይራከቡ ገሊፆም።

(ኤፍኤምመቐለ  22/12/2011)ትራምፕ ብሰኑይ ኣብ ዋዕላ ሃፋትም ሃገራት ጉጅለ 7 ምስ ፕረዚደንት ኢራን ክራኸቡ ቅሩብ ምካኖም እንትገልፁ ፕረዚደንት ሩሃኒ ብወገኖም ብዘይ እዚ መፍትሕ’ዚ እቲ ማዕፆ ክፍታሕ…

ኣብ ቀረብ ቆፃርን ምቁርራፅ ሓይሊ ኤለክትሪክን ዘሎ ፀገም ንምቕራፍ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ሓይሊ መብራህቲ ጨንፈር ትግራይ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/12/2011)ኣብ ሙሉእ ከባቢታት ትግራይ ሕፅረት ቆፃርን ምቁርራፅ ሓይሊ ኤለክትሪክን እናጋጠመ ኣብ ዕለታዊ ናብራ ሕብረተሰብን ትካላት ንግድን ፀገም ይፈጥር ከም ዘሎ ተገሊፁ፡፡ እዚይ ፀገም ንምፍታሕ…

ሰራዊት ብማሕበረሰብ ዓለም ኣፍልጦ ዘለዎ መንግስቲ የመን ንመዕረፎ ነፈርቲ ከተማ ኤደን ኣብ ቁፅፅር ኣእትዮማ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/12/2011)ሚኒስተር ሓበሬታ እቲ መንግስቲ ምዓመር ኣል ኣርያኒ ኣብ ገፅ ቲዊተሮም ከም ዝፀሓፍዎ እቲ መዕረፎ ካብ ቁፅፅር ደብባዊ የመን ንምግንፃል ዝንቀሳቐሱ ሓይልታት ሓራ ከም ዝወፀ…

ኣብ ክሊ ልምዓት ኣፍሪካ ዝዝትይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ቶክዮ ኣብ ከተማ የካሃማ ተሳሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/12/2011)እቲ ኮንፈረንስ ልምዓት ኣፍሪካ ብሓይሊ ሰብ ቴክኖሎጂ ምህዞን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን ብመሰረት እዛ ሃገራት ኣፍሪካ ብዓውድታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምምዕባል ዘኽኣሉ ደገፋት…

ብራዚል ንምጥፋእ ባርዕ ሕዛእቲ ኣማዞን ዝውዕል ሓገዝ ንምቕባል ድልውቲ ምዃና ገሊፃ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/12/2011)ወሃቢ ቃል ፕረዝደንት እታ ሃገር ብራዚል ንምጥፋእ እቲ ባርዕ ሓገዝ ንምቅባል ድልውቲ ምዃና ብምግላፅ ካብ ሃገራትን ዓለም ለኻዊ ትካላትን ዝርከብ ገንዘብ መዓልኡ ንምውሳን ግን…

ኣብ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ኣምሓርኛ ምምሃር ዝብል ምኽረ ሓሳብ እምበር ዘገድድ ሕጊ ኣይኮነን ኢሉ ሚኒስተር ትምህርቲ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/12/2011)ኣብቲ ሓድሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲን ስልጠናን ዘሎ ቋንቋ ስራሕ ፌደራል  ምምሃር ዝብል ምኽረ ሓሳብ እምበር ሕጊ ከምዘይኮነ ሚኒስተር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጥላዮ ጌቴ ገሊፆም፡፡…

ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዋጋ 81 ነጥቢ 77 ቢሊዮን ብር ነዳዲ ከምዝዓደገት ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  15/12/2011)ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ ዓቕሚ ውህሉል ነዳዲ ብዕፅፊ ከዐቢ ዝኽእል ዲፖ ነዳዲ ኣብ ምህናፅ ከምዝርከብ ብምግላፅ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዋጋ 81 ቢሊዮን…

ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 7 ነጥቢ 1 ቢልዮን ብር ከምዝተኣከበ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  15/12/2011)ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ካብ መሸጣ ጉልበተ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 7 ነጥቢ 1 ብሊዮን ብር ብምእካብ ካብ ዝተለሞ 76 ነጥቢ…

ሚኒሰተር ሓለዋ ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዘትዮም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  15/12/2011)እቲ ዘካየድዎ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ስርዓት ኣተሓሕዛን ኣጠቓቕማን መረዳእታ ንምዕባይ ሓቢሮም ንምስራሕ ዘኽእሎም እዩ ተባሂሉ ኣሎ፡፡ ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ዳይሬክተር…