ኣሜሪካ ሕማቕ ተግባራት ንምፍፃም ዝተፀመደት እያ ኢላ ሰሜን ኮርያ፡

(ኤፍኤምመቐለ 27/10/2011)ነዚ ዝገለፀት ሰሜን ኮርያ ክልቲኤን ሃገራት ኣቋሪፀንኦ ዝነበራ ዘተ ስምምዕነት ኣፅዋር ኒውክለር ንምቕፃል ስምምዕነት ድሕሪ ምብፅሓን እዩ፡፡ ዋሽንግተን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ልሳነ ምድሪ…

ብብርኪ ሃገር ብዘጋጠመ ሕማም ኮሌራ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 871 ከምዝበፅሐ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

(ኤፍኤምመቐለ 25/10/2011)ምክትል ዋና ዳይሬተር እቲ ኢንስቲትዩት ዶክተር ጌታቸው ቶሌራ፥ ኩነታት እቲ ሕማም ኣመልኪቶም ኣብ ዘሃብዎ መግለፂ ዶክተር ጌታቸው፥ ሕማም ኮሌራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣…

ዶክተር ዳንኤል በቀለ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም።

(ኤፍኤምመቐለ 25/10/2011)ዶክተር ዳንኤል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ንምዃን ካብ ዝቐረቡ 88 ሕፁያት ብዘለዎም ምድላው ብርኪ ትምህርቲን ብቕዓትን ከምዝተሓረዩ ተገሊፁ። ዶክተር ኣዲሱ ገብረአግዚኣብሄር ቅድመ ሕዚ ኮሚሽነር…

ሕገ መንግስቲ ሃገርና ንምኽባር ድልዋት ምዃኖም ኣካላት እዚ ሰሜን ገሊፆም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 25/10/2011)ሕገ-መንግስቲ ሃገርና ብምሕላው ወታደራዊ ግዴታኦም ከምዝዋፅኡ ኣባላት ሓፈሻዊ መምርሒ እዚ ሰሜን ምክልኻል ሃገር ዝገለፁ እንትኾኑ፣ ሰራዊት ምክልኻል ብብሄር ከፋፊልካ ሃገር ንምህዋኽ ዝተሓሰበ ውዲት ከምዘይተዓወተ…

ልዕልነት ሕጊ ንምስፋን ዓቕሚ ፈፀምቲ ኣካላት ምዕባይ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 25/10/2011)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ መንግስቲ ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ ዓቕሚ ፈፀምቲ ኣካላት ኣብ ምዕባይ ኣጠንኪሩ ክሰርሕ እዩ ኢሎም፡፡ እዚ ዝበልሉ ናይ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም…

ምምዕባል ሓይሊ ዩራኒየም ኢራን ዝተቐመጠላ ገደብ እንተሓሊፉ ብሓዊ ከም ምፅዋት እዩ ዝቑፀር ክብሉ ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣጠንቂቆም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 25/10/2011)ፕረዝደንት ሃገረ ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ንምምዕባል ሓይሊ ዩራንየም ዝተቐመጠላ ገደብ ምሕላፍ ብሓዊ ምጭዋት እዩ ክብሉ ዝፈከሩ እንትኾኑ እዚ ዝበሉሉ ምኽንያት ድማ ብኣቆፃፃር ኣውሮፖውያን…

ኣብ ህንዲ ሓያል ዝናብ ዘስዓቦ ምፈራስ ህንፃ ንሕልፈት ሂወት 27 ሰባት ምኽንያት ኾይኑ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 25/10/2011)ኣብ ህንዲ ብምኽንያት ሓያል ዝናብ ዝተፈጠረ ምፍራስ ህንፃ ሂወት 27 ሰባት ዘቐጠፈ እንትኸውን እዚ ሓደጋ ዝተፈጠረ ኣብ ከተማ ሙምባይን ኣብ ቀረባኣ ዝርከባ ኣናእሽተይ ከተማን…