ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ሓደጋ ትራፊክ ንምከልኻል ብብርኪ ወረዳ ኮምቴ ድሕንነት ትራፊክ ተጣይሹ ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 03/10/2011)እቲ ብምክትል ዋና ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ዝምራሕ ኮሚቴ ንዝተፈላለዩ መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮ ማሕበራት ሓፋሽን  መራሕቲ ሃይማኖትን ብኣባልነት ዝሓቖፈ እዩ፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገዲ…

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ን18 መዓልታት ከካይዶ ዝፀንሓ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዛዚሙ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 03/10/2011)ምዝዛም እቲ ጉባኤ ኣብ ማሕበራውን መንፈሳውን ጉዳያት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብዝምልከት መግለፂ ተዋሂቡ፡፡ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ፣ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰተር ቅድሚ…

ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብዚ ዓመት ንዝወሃብ ክልላውን ሃገራውን ፈተና ምድላዋት ይገበር ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 29/09/2011)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ክፍለ ከተማ ሓድነት መምህር ኣብርሃ ክፍሉ ኣብ 2011 ዓ/ም ከም ክፍለ ከተማ ጠቕላላ ክልላዊ ተፈተንቲ ማለት እውን 8ይ ክፍሊ 1…

ቻይናን ሩስያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 29/09/2011)ፕረዝደንት ቻይና ዢ ጂን ፒንግ ዑደት 3 መዓልታት ንምክያድ ሩስያ ዝኣተው ኮይኖም ምስ ሩስያዊ መዘንኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዮም፡፡ እቶም መራሕቲ ብዲፕሎማስያዊ…

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጅነር ኣብርሃም በላይ ምንቅስቓስ ህንፀት ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 29/09/2011)እቶም ዋና ኣፈፃሚ ድሕሪ እቲ ዑደት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ምንቅስቓስ ከይዲ ህንፀት እቲ ፕሮጀክት ቀዳማይ ስራሕ ምዃኑ ብምግላፅ ዘመናዊ ሳይንስ ተኸቲሉ ክስራሕ ካብ ፖለቲካዊ…

ፕረዝደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት 7 ኣምባሳደራት ዝተፋላለያ ሃገራት ተቐቢለን፡፡

ደብዳበ ሽመት ዘቐረቡ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ኢንዶኖዥያ ስዑድ ዓረብ፣ ሩስያ ፣ ሃንጋሪ ፣ዛምብያ ፣ክሮሽያን ማይናማርን እዮም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ርክብ ሃገሮምን ኢትዮጵያን ንምዕባይ ከምዝሰርሑ ኣብ እዋን እቲ…

ኬንያውያን ኣመንቲ እስልምና ኣብ ቃልሲ ፅንፈኛታት ክሕግዙ ፕረዝደንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ፀዊዖም፡፡

ፕረዝደንት ኬንያ ኣብ ስነ-ስርዓት ኣፍጥር እንትርከቡ ንፈለማ እዋን እዩ ዝተበሃለሉ ምርካብ ኡሁሩ ኣብ መስጊድ ጃምያ ዜጋታት ሃገሮም ሓድነት ክህልዎም ምስ ፀውዑ ኣመንቲ እስልምና ኬንያውያን ኣብ…