2ይ ዙር ዓምለኸ ፌስቲባል ዲያስፖራ ተጋሩ ሓድነት ዲያስፖራ ተጋሩ ንሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 23 ክሳብ 30 ሓምለ2011 ዓ/ም ክሳለጥ እዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  24/11/2011) ኣካል እዚ ዝኾነ ድማ ኮንፈረንስ ዲያስፖራ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሓምለ 28/2011 ዓ/ም ኣብ ፖለቲካዊ ማሕበራዊ ኢኮኖሚያዊን ተጠቃምነት ደቂ ኣንስትዮ ትግራይን ዘድሃበ መድረኽ ከምዝሳለጥ ቢሮ ደቂ ኣንስትዮትግራይ ኣፍሊጣ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of