10ይ መላእ ፀወታታት ስፓርት ትግራይ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ካብ 51 ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ዝተዉፃእፅኡ ልዕሊ 8,200 ስፓርተኛታት ብ20 ዓይነታት ስፓርት ይነሓንሑ ኣለዉ።

ንቲ ዉድድር ዝከታተል ዘሎ ወኪልና ጋዜጠኛ ኣለም ኃይለስላሰ ከምዝሓበሮ ኣፍቲ ዉድድር ተወዳደርቲ ሳይክል ስደተኛታት ኤርትራዉያን መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ይሳተፉ ከምዘለዉን ፤ እቲ ውድድር ክሳብ 6 ለካቲት  ከምዝቕፅልን ተፈሊጡሎ ፡፡


0