ፕረዝደንት ፈረንሳይ ማኑኤል ማክሮን ሓደጋ ባርዕ ዘጋጠሞ ካቴድራል ኖታርዳም ከተማ ፖሪስ ዳግም ከምዝህነፅ ገሊፆም፡፡

ብሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ጉድኣት ኣብ ዝበፅሖ ኣሰር ኪነ ህንፃ ማእኸላይ ዘበን ዝኾነ ካቴድራል ኖታርዳም ዑደት ዘካየዱ ማኑኤል ማክሮን ሳላ ዝገበረ ርብርብ ክበፅሕ ዝነበረ ዕንወት ከምዝነከየ ገሊፆም፡፡

እቲ ካቴድራል ዳግም ከምዝህነፅ ዝገለፁ እቶም ፕረዝደንት ኣብ ቀረባ እዋን መተኣኻኸቢ እቶት ከምዘካየዱ ገሊፆም፡፡

መንቀሊ እቲ ባርዕ ብዕሊ እኳ ተዘይተገለፀ ኣብ ከይዲ ፅገና ዘጋጠመ ከምዝኾነ ፀብፃብ ቢቢሲ የመላኽት፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of