ፕረዝደንት ቱንዝያ በጂ ኬዲ ኢሰብሲ ኣብ መበል 92 ዓመቶም ዓሪፎም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  18/11/2011) ብዕድመ ዝዓበዩ ኣብ ስልጣን ዝነበሩ ፕረዝደንት ዝኾኑ ኢሰብሲ ንቅልውላው ሃገራት ዓረብ ስዒቡ ኣብ 2014 ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን ኣብ ዝተኻየደ ናፃ መረፃ ዝተዓወቱ እዮም፡፡

እቶም ፕረዝደንት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጀሚሮም ናብ ሆስፒታል ይመላለሱ ምንባሮም ፀብፃብ ቢቢሲ የመላኽት፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of