ፕረዝደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት 7 ኣምባሳደራት ዝተፋላለያ ሃገራት ተቐቢለን፡፡

ደብዳበ ሽመት ዘቐረቡ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ኢንዶኖዥያ ስዑድ ዓረብ፣ ሩስያ ፣ ሃንጋሪ ፣ዛምብያ ፣ክሮሽያን ማይናማርን እዮም፡፡

እቶም ኣምባሳደር ርክብ ሃገሮምን ኢትዮጵያን ንምዕባይ ከምዝሰርሑ ኣብ እዋን እቲ ኣቀባብላ ገሊፆም፡፡

ካብቶም ደብዳበኦም ዘቕረቡ ኣምባሳደራት ክሮሽያን ማይናማርን ማእኸሎም ኣብ ግብፂ እንትኾን ዝተረፉ ኣዲስ ኣበባ ማእኸሎም ዝገበሩ እዮም ይብል ፀብፃብ ኣገልግለት ዜና ኢትዮጵያ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of