ፕረዝደንት ሳህለወርቅ ዘውደ ምስ ሓለፍቲ ኣብ ትሕቲ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዝርከቡ ኩባንያታት ተመያይጠን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 05/11/2011) ምስተን ፕረዝደንት ዝተመያየጡ ልዕሊ ዒስራ ከባብታት ኣብ ኢነርጂ ፣ትምህርቲ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ጥዕና ፣ፋይናንስን ቱሪዝምን ዝተዋፈሩ እዮም፡፡

መራሒ እቲ ጉጅለን ምክትል ፕረዝደንት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካን ሚስተር ማይነር ብሪልያንት ኣብ ንግዲ ኢትዮጵያ ትኹረት ዝገበረ ምንባሩ ገሊፆም፡፡

ፕረዝደንት ሳህለወርቅ እቶም ኩባንያታት ሃፍቶም ኣብ ኢትዮጵያ ብምውፋር ንምጥንኻር ርክብ ንግዲ ክልቲኤን ሃገራት ክሰርሑ ፀዊዐን ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of