ፕረዚደንት ኢራን ሓሰን ሮሃኒ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ዘንበረቶ ማዕቀብ ከየልዓለት ምስ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ከምዘይራከቡ ገሊፆም።

(ኤፍኤምመቐለ  22/12/2011)ትራምፕ ብሰኑይ ኣብ ዋዕላ ሃፋትም ሃገራት ጉጅለ 7 ምስ ፕረዚደንት ኢራን ክራኸቡ ቅሩብ ምካኖም እንትገልፁ ፕረዚደንት ሩሃኒ ብወገኖም ብዘይ እዚ መፍትሕ’ዚ እቲ ማዕፆ ክፍታሕ ኣይክልን ኢሎም።

ፕረዚደንት ትራምፕ ካብቲ ምስ ኢራን ዝተበፅሐ ውዕል ኑክሌር ድሕሪ ምስሓባ ማዕቐብ ድሕሪ ምንባራ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ወጥሪ ሰፊኑ ይርከብ ይብል ፀብፃብ ቢ ቢ ሲ።


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of