ፕረዚደንት ነበር ዴሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጎ ብቫይረስ ኮሮና ሞይቶም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 22/07/2012)   ወዲ 81 ዓመት ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዮምቢ ኦፓንጎ ብረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ሞይቶም፡፡

ፕረዝዳንት ነበር  ሪፓብሊክ ኮንጎ ዮምቢ ኦፓንጎ ቅድሚ ብረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ምልካፎም  ሓሚሞም’ኳ  እንተነበሩ እቲ ቫይረስ ንሞቶም ከምዘቀላጠፎ ቢቢሲ ሓቢሩ፡፡


0