ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ጋንታ ዲሜተር ዝተብሃለ ሉኡኽ ፈረንሳይ ዘትየን፡፡


(ኤፍኤምመቐለ  07 /01/2012) ፕረዚደንት ሳህለወርቅ 42 ጋንታ ኣብ ውሽጢ ዝሓቖፈ ጋንታ ዲሜተር ምስ ዝተብሃለ ካብ ፈረንሳይ ዝመፀ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ዝዛተያ እንትኾውን፣እተን ፕረዚደንት ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጰያ ብፍላይ ኣብ ዘፈር ሕርሻ እንተተዋፊሮም ዕውታት ኽኾኑ ከምዝኾኑ ድሕሪ ምግላፅ ፣ መንግስቲ ኢትዮጰያ ኣድላይ ዝበሃል ሓገዝ ከምዝገብረሎም ከምዝገለፃሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

ኣብ ጋንታ ዲሜተር ዝተኻተቱ ፈረንሳውያን ሰብ ሃፍቲ ብወገኖም ኣብ ኢትዮጰያ ሃፍቶም ንምውፋር ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም እዮም፡፡



0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of