ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ጉባኤ ንኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ኽልል ጌሩ ሸይሙ ፡፡

ኣይተ ሽመለስ ኣብዲሳ መተካእታ ሚኒስተር ምክልኻል ኮይኖም ዝተሸሙ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ኣይተ ለማ መገርሳ እዮም ተሸይሞም ፡፡

አይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ቅድሚ እቲ ጨፌ ቃለመሓላ ፈፂሞም ኣለው ፡፡

ፍልፍል -OBN


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments