ጋንታ Real madrid ተፃዋቲ ንምፍራም ኣብ ምንቅስቓስ ከምዘላ ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/02/2012)ኣብዚ ዓመት ድኹም ምንቅስቓስ ተሳልጥ ዘላ ጋንታ real madrid  ንእንግሊዛዊ ወዲ 19 ዓመት ተፃዋታይ ጋንታ borussia Dortmund jadon sanchoን ንኖርወያዊ ወዲ 19 ዓመት ተፃዋታይ ጋንታ Red bull Salzburg erling braut haaland  ንምፍራም ኣብ ምንቅስቓስ ከምዘላ ተሓቢሩ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of