ጋንታ ደደቢት ተፃወቲ ምስንባት ቀፂላትሉ ኣላ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ን6 ተፃወቲ ዘሰናበተት ጋንታ ደደቢት ሐዚ ድማ ንጋናዊ ሓላዊ ልዳት ረሺድ ማታውኪል ኣሰናቢታቶ ኣላ ፡፡ ረሺድ ማታውኪል ኣብ ናይ ትግራይ ዋንጫ ኮኮብ ሓላዊ ልዳት ተባሂሉ ምምራፁ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብዚ ዓመት ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ብዘርአዮ ድኩም ብቅዓት ግና ካብታጋንታ ክሰናበት ክኢሉ እዩ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of