ጋንታ ስሑል ሽረ ኣብ ኢድ ኣሰልጣኒ ሽሻይ ኣብርሃም ወዲቓ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  28/06/2012)

ንሙኩር ኣሰልጣኒ ሳምሶን ኣየለ ዘፋነወት ጋንታ ስሑል ሽረ ንሓድሽ ኣሰልጣኒ ሽሻይ ኣብርሃም ቆፂራ፡፡

ጋንታ ስሑል ሽረ ንሓድሽ ኣሰልጣኒ ሽሻይ ኣብርሃም ቆፂራ ዘላ ቅድሚ ሐዚንጋንታታት ከተማ ኣኽሱም ፣ ኣዳማ ከምኡዉን ንመናእሰይ ሕርይቲ ጋንታ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኑን ከምዝኾኑ ሶኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡


0