ጋንታ ስሑል ሽረ ንነበር ሓላዊ ልዳት ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምንተስኖት ኣሎ ኣፈሪማቶ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/02/2012)ሽሙ ምስ ብርክት ዝበለ ጋንታት ክተሓሓዝ ዝፀንሓ ምንተስኖት መዕረፊኡ ጋንታ ስሑል ሽረ ኾይኑ ኣሎ፡፡

እዚ ነበር ናይ ጋንታት ሰበታ፣ ፋሲል ከነማን ባህርዳር ከተማን ሓላዊ ልደት ኣብቲ ዝሓለፈ ክረምቲ ናብ መከላከያ ተዘዋዊሩ ከምዝነበረ ዝፍለጥ እዩ፡፡ መከላከያ ኣብ ፕሪሚየርሊግ ዘይትሳተፍ ምዃና ስዒቡ ግና ምንተስኖት ኣሎ ካብታ ጋንታ ለቒቑ ናብ ጋንታ ስሑል ሽረ ፈሪሙ ኣሎ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of