ዶ/ር ዓብይ ኣሕመድ ንዘሰጉሞ ዘሎ ፍልስፍና ምድማር ይኹን ብሃረባ ሃረባ ንዝሰላሰል ዘሎ ምጥያስ ዉሁድ ፓርቲ ከምዘይቕበሎ ምኒስትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና ኣፍሊጡ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/03/2012)  ሚኒስቴር ሚኒስትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና  ኣይተ ለማ መገርሳ ትማሊ ንሬድዮ ድምፂ ኣመሪካ ቋንቋ ኣምሓርይና ከምዝገለፅዎ እቲ ብዶ/ር ዓብይ ኣሕመድ ብተደጋጋሚ ዝዝረበሉ ፍልስፍና ምድማር ቡዙሕ ከምዘይጠዕሞምን እቲ ብሃረባ ሃረባ ንዝሰላሰል ዘሎ ምጥያስ ዉሁድ ፓርቲ እዉን ኣብ ዘይእዋኑ ዝካድ ዘሎ ብምዃኑ ከምዘይቕበልዎ ሓቢሮም፡፡

            ቤት ምኽሪ ኢህወደግ ዉህደት ፓርቲ ከሰላስል ከሎ ኣፍቲ ኣኼባ ከምዝተሳተፉ ዝሓበሩ ሚኒስቴር ሚኒስትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና ኣይተ ለማ መገርሳ ብዛዕባ እቲ ኣኼባን ከይዱን መብርሂ ንምሃብ ኣይደልን ክብሉ ምላሽ  ከምዝሃቡ ቪኦኤ ወሲኹ ሓቢሩ ፡፡ 


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of