ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ኢ/ያ ጎንፂ ንኽፍጠር ኢዶም የእትዉ ከምዘለዉ ዉድብ ሑቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  22/03/2012   ዉድብ ሑቡራት መንግስታት ከምዝሓበሮ ኣብ ቀረባ እዋን ኖቤል ሰላም ተሸላሚ ዝኾኑ ዶ/ር ኣብይ በደቡብ ሱዳንና ኣብ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ኢዶም ብምእታዉ ንዘይምርግጋዕ ይሰርሑ ከምዘለዉ ዕላዊ ገይሩ ፡፡

  ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ንዚ ዕላዊ ገይሩ ዘሎ ኣብተን ሃገራት ተፈጢሩ ንዝተብሃለ ጠንቂ ጎንፅን ጥርዓን እተን ሃገራት መሰረት ዝገበረ ምዃኑ ወሲኹ ሓቢሩ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of