ዶክተር ዳንኤል በቀለ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም።

(ኤፍኤምመቐለ 25/10/2011)ዶክተር ዳንኤል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ንምዃን ካብ ዝቐረቡ 88 ሕፁያት ብዘለዎም ምድላው ብርኪ ትምህርቲን ብቕዓትን ከምዝተሓረዩ ተገሊፁ።

ዶክተር ኣዲሱ ገብረአግዚኣብሄር ቅድመ ሕዚ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከምዝነበሩ ይዝከር።


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of