ደኢህዴን ንምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባታት ሲዳማን ሃድያን ካብ ሓላፍነቶም ከም ዝኣገደ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  18/11/2011) እቶም ዝተኣገዱ ኣመራርሓ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣብታ ክልል ኣብ ዝተረኣየ ዕግርግር ኢድ ነይርዎም ብዝብል ምእጋዶም እቲ ውድብ ገሊፁ፡፡

ካብ ዞባ ሲዳማን ሃድያን ብተወሳኺ ኣብ ዞባታት ከፋን ወላይታን ተመሳሳሊ ተርእዮታት ከምዘለው ብምግላፅ ተሓታትነት ሕጊ ዘስዕቡ ምዃኖም ኣጠንቂቑ ይብል ፀብፃብ ሬድዮን ቴሌቭዥንን ደቡብ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of