ደርቢ ሕውነት ትግራይ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓድግራት

ኣብ ሞንጎ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓድግራትን ዝተሳለጠ መበል 17 ሰሙን ግጥም ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ብናይ ሓባር ውፅኢት  1-1 መፈፀምታ ረኪቡ ፡፡

ንጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓድግራት እንየው ካሳሁን ኣብ መበል 19 ደቂቃ ሽቶ ዘቁፀረ ተፃዋታይ እንትከውን ንጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ድማ ያሬድ ከበደ ኣብ መበል 30 ደቂቃ ማዕረ እትገብር ሽቶ ዘቁፀረ ተፃዋታይ እዩ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of