ዘውዲ ስላሰ ጨለቖት ናብ መረበቱ ትግራይ ኣትዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  21/06/2012)

ካብ 1985 ዓ.ም ጀሚሩ ጠፊኡ ዝነበረ ዘውዲ ስላሰ ጨለቖት ኣቀባብላ ተገይሩሉ

እቲ ዘውዲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ ደማቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ እዩ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ነበርቲ ከተማ መቐለ፣ካብ ስለሰ ጨለቖት ዝመፁ መራሕቲ ሃይማኖት ክርስትናን፣ ነበርቲ ከተማ መቐለ ተኸተልቲ እምነት እስልምናን ተረኺቦም እዮም።


0