ዕዳጋ ቡን እዚ ዓመት ኣብ ውሽጢ 15 ዓመታት ዝተሓተ ኾይኑ ተመዝጊቡ፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 04/08/2011) ሚኒስተር ድኤታ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣይተ ሳኒ ረዲ ኣብዚ ዓመት ቡን ብዝተሓተ ዋጋ ዕዳጋ ከም ዝቐረበ ብምግልፅ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪካ ኣፍረይቲ ቡን ኣታዊኣን ብዝለዓለ ደረጃ ኣንቆልቂሉ ኢሎም፡፡

ቡን ብበዝሒ ፈርዩ ከምዝተዳለወ ዝገለፁ እቶም ሚኒስተር ድኤታ ሓደሽቲ ዕዳጋታት ኣብ ምትእልላሽ ንርከብ ኢሎም፡፡

ኣፈፃፅማ ንግዲ ወፃኢ ቡን እዚ ዓመት ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ብኣታዊ 61 ነጥቢ 34 ሚሊዮን ዶላር ከምዝነከየ ሚኒስተር ሕርሻ ምግላፁ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of