ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋን ክንክንን ቅርሲ ኣይተ ዮናስ ደስታ ካብ መዝነቶም ተላዒሎም፡፡

ኣይተ ዮናስ ብስልኪ ምስ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ እቲ ምልዓል ብሃንደበት ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ምስ ኢቫንካ ትራምፕ ኣብ ዑደት እናሃለው ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር ደብዳቤ ከም ዝበፅሖም ገሊፆም፡፡

ኣይተ ዮናስ ደስታ ን8 ዓመታት ነቲ በዓል መዚ መሪሖም እዮም፡፡

መተካእታ ኣይተ ዮናስ ዶክተር ሙሉጌታ ፍስሃ ከምዝተሾሙ ድማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of