“ካብ ደገ ንዜጋታተይ እኽሊ ሸሚተ ኽዕንግለሉ ዝኽእል ገንዘብ የብለይን፡፡” – መንግስቲ ናይጄሪያ፡፡

ብሰንኪ ምክልኻልን ምግታን ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ቑጠባ ናይጀርያ ኣዝዩ ስለዝተሃሰየ መንግስቲ ናይጀርያ ንዜጋታት ሃገሩ ካብ ደገ እኽሊ ገዚኡ ንምዕንጋል ዘኽእሎ ዝኾነ ይኹን ገንዘብ ከምዘይብሉ ፕረዚዳንት እታ ሃገር  ሙሀመዱ ቡሀሪ ገሊፆም ከም ፀብፃብ ቢቢሲ፡፡


0