ካብ ባቲ ናብ ከምሴ ዝጉዓዝ ዝነበረ 880 ክላሽን ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 02/08/2011) እቲ ብሓደ ውልቀ ሰብ ካብ ባቲ ተበጊሱ ብሸዋሮቢት ናብ ከምሴ ዝጎዓዝ ዝነበረ 880 ክላሽን ኣብ ከተማ ኮምበልቻ እዩ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡

ምስ ክላሽን 440 ሽሕ ብር ዝሓዘ ደፍተር ባንክን ጠያይትን እውን ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ ኣሎ ይብል ፀብፃብ ዋልታ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of