ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎታት ቆንስላ ኣቋሪፁ።

(ኤፍኤምመቐለ18/07/2012)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ብምኽንያት ሕማም ኮሮናቫይረስ ንዘይተወሰነ እዋን ኣገልግሎታት ቆንስላ ከምዘቋረፀን ፤ ንዜጋታቱ ዝህቦ ዝነበረ ኣገልግሎት ምሕዳስ ፓስፖርት፣ ምዝገባ ልደትን ሞትን ሓዊሱ ንጊዚኡ ከምዘይህብ ኣፍሊጡ’ሎ።


0