ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ካብ ዝመፅእ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ ታሪፍ ምምሕያሽ ከም ዝገበር ገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘካየዶ ገምጋም መድረኽ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2011 ትልሚ 2012 ዝተረኸቡ ዳይሬክተር ኮርፕሬት ኮሚኒኬሽን ኣይተ መልኣኩ ታየ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 22 ሓደሽቲ ከተማታት ኣቕርቦት ኤሌክትሪክ ምርካበን ገሊፆም፡፡

እቲ ኣገልግሎት 10 ነጥቢ 1 ቢሊዮን ብር ምእካብ ፀገም ኣቕርቦት ሕፅረት ፋይናንስ ቆፃሪ፣ ዝርግሓ መሰረተ ልምዓት ፣ስርቂ ኢነርጂ፣ ምቅፃል ትራንስፎርመርን ቅሬታት ተገልገልትን ምንባሮም ገሊፆም ይብል ፀብፃብ ኢቢሲ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of