ኣደዳይ ህዝቢ ካብ ኣደዳ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሓደ ሚልዮን ብር ለጊሳ፡፡

ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ህዝቢ ካብ ኣደዳ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝዉዕል ንሓይሊ ዕማም ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ዝዉዕል ብር ሓደ ሚልዮን ብር ኣበርኪታ።

ኣደ መንበር ቦርድ ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ወይዘሮ ዘነበች ፍስሃ ከምዝገለፅኦ ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ካብ ትጣየስ ናብዚ ገና ዕሸል እኳ እንተኾነት ንኣሰካፊ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምክልኻልን ንምግታእን ኣተኩሮ ብምሃብ ንዚ ሓገዝ እዚ ክትልግስ ከምዝወሰነት ኣረዲአን፡፡


0