ኣብ ዓለም 540 ሚሊዮን ህፃናት ብሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግብን ብዘይ ኣፍልጦ ዝህሉ ኣመጋግባ ስዒቡ ዝፍጠር ዝለዓለ መጠን ርጉደት ዝተጠቕዑ እዮም ኢሉ ዩኒሴፍ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  05/02/2012)ትካል ሓገዝ ህፃናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓለምና ኣብ ኣመጋግባ ለውጢ እኳ እንተመዝገቡ ኣብ መሰረታዊ ግንዛበ ኣመጋግባ ግን ዛጊድ ፀገም ኣሎ ኢሉ፡፡

ብመሰረት ፀብፃብ እቲ ትካል 149 ሚሊዮን ህፃናት ዓለም ጉድለት ኣመጋግባ እንትህልዎም 340 ሚሊዮን ድማ ሕፅረት ቪታሚን ኣለዎም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ 50 ሚሊዮን ህፃናት ምስ ዕድሚኦም ዘይመጣጠን ርጉዲ ኣለዎም ኢሉ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of