ኣብ ዋና ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ነቷጊ 15 ሰባት ተቐቲሎም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  18/11/2011) ከም ሓበሬታ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ እቶም 15 ግዳያት ኣብታ ከተማ ብዝተፈንጀሩ ሰለስተ ነቶግቲ እዮም ተቐቲሎም፡፡

ቁፅሪ ግዳያት ክውስኽ ከምዝኽእል ዝገለፁ እቶም ሰብ መዚ ካብቶም ዝሞቱ 5 ኣዴታትን 1 ህፃንን ይርከብዎም ኢሎም ይብል ፀብፃብ ሮይተርስ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of