ኣብ ወሰን ኬንያን ሶማልያን ኣገልግሎት ሕክምና ዝህቡ ዝነበሩ ደኳትር ኩባ መንነቶም ብዘይተፈለጠ ዕጡቓት ተጨውዮም፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 04/08/2011) እቲ ጭውያ ምስ ኣልሸባብ ወይ እውን ብኣልቃዒዳ ርክብ ብዘለዎም ዕጡቓት ተፈፂሙ ክኾን ከምዝኽእል መራኸብቲ ሓፋሽ ኬንያ ፀብፂቡ፡፡

እቶም 2 ደኳትር መንደራ ካብ ዝተበሃለ ኣሜሪካ ዜጋታት ከይንቀሳቐሰሎም ዘጠንቀቐትሉ ቦታ እዮም ተጨውዮም ይብል ፀብፃብ ኣልጀዝራ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of