ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ንመጠናኸሪ ዉድብ ህወሓት ልዕሊ 2.4 ሚልዮን ብር ተለጊሱ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/05/2012) “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ ትማሊ ዕለት 19 ጥሪ 2012 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ዝተሰላሰለ መድረኽ እቶት 2,419,950 ቅርሺ  ከምዝተኣከበ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ቃፍታ ሑመራ ገሊፁ።


0