ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምዕራብ ነበርቲ ወረዳ መነሲቡ ኦነግ ሽኔ እናተበሃለ ዝፍለጥ ጉጅለ ብምቅዋም ሰልፊ ወፂኦም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 27/10/2011)ልዕሊ 10 ሽሕ ነበርቲ እቲ ወረዳ ድሕንነት ህዝብን ሰላምን እዛ ሃገር ዝህውኹ ሓይልታት እውን ኮኒኖም፡፡

ብተወሳኺ ብሽም ህዝቢ ኦሮሞ ይንቀሳቐስ ኣለኹ ዝብል ውድብ እናፈፀሞ ዘሎ እኩይ ተግባራት ከም ዝቃወሙ ባቶም ሒዘምዎም ዝወፁ ጭርሖታት ገሊፆም፡፡

ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራን ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ሃገር ጄነራላትን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከም ዝኾነኑ እውን ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of