ኣብ ክልል ኦሮምያ ከተማ አዳማ ሓደ ብረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዘ ከምዝተረኽበ ተረጋጊፁ፡፡

ኣብ ቀረባ እዋን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃርን ንምግታእን ዝተጣየሰ ግብረ ሓይሊ እቲ ክልል ከምዝሓበሮ እቲ ዝተረኸበ ግዳይ እቲ ቫይረስን ምስኡ ቅርበትን ምትንኻፍን ነይርዎም ዝተብሃሉን 
24 ሰዎች ተፈልዮም ከምዘለዉ ኣፍሊጡ’ሎ፡፡

እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ህዝቢ ዘሎ ሸለልትነት ክኣ ብትሪ ነቒፉ፡፡


0