ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቡራዩ ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ተታሒዙ፡፡

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዘለዎ ሕፅረት በጀት ንምፍታሕን ኣብ ክልልና ንዝሳለጡ ዘለው ልምዓታዊ ፕሮጀክታት ኣብ ሽቶኦም ንክበፅሑን ፃውዒት ፋይናንሳዊ ሓገዝ ምግባሩ ይፍለጥ፡፡

ብመሰረት እዚ እውን ትካል ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮፋይናንስ ኣደዳይ 1 ሚሊዮን ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ድማ ልዕሊ 56 ሽሕ ብር ከምዘወፈዩ ክኢላ ፕረስ እቲ ትካል ሃይላይ ገብረመድህን ዝለኣኸልና ፀብፃብ የመላኽት፡፡ ሓላፊ ፀጥታ ከተማ ቡራዩ ኮምሽነር ሰለሞን ታደሰ ንኢዚኣ ከም ዝበልዎ ንዝተፈላለዩ ገበናት ክውዕል ዝነበረ ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ሕብረተሰብን ኣካላት ፀጥታን ተዋዲዶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉ ኪኢሎም እዮም፡፡

እቶም ኣፅዋራት ድማ 148 ዝተፈላለዩ ሽጉጣትን 3 ሽሕን 844 ጠያይትን እንትኾኑ ኣብቲ ዘይሕጋዊ ኣፅዋር ዝተሳተፉ ክልተ ሰባት እውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከም ዝወዓሉ ተገሊፁ ይብል ፀብፃብ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of