ኣብ ኣሜሪካ ትበርር ዝነበረት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ብዘጋጠማ ቴክኒካዊ ፀገም ብሃንደበት ክትዓርፍ ተገዲዳ፡፡

ንብረትነታ ናይ ሳውዝ ዌስት ዝተባህለ መንገዲ ኣየር ዝኾነት እታ ነፋሪት ኣብ ሞተራ ብዘጋጠመ ፀገም እዩ ብሃንደበት ዓሪፋ፡፡

እታ ነፋሪት ስርሓት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ብብርኪ ኣሜሪካ ይኹን ዓለም ከይበራ ብምእጋደን ጥራሓ እያ ትበርር ነይራ ይብል ፀብፃብ ኣልጀዝራ፡፡


0