ኣብ ትግራይ ብዝተገብረ ምርመራ 4 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም።

እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም 4 ሰባት ኣብ መወሸቢ ዝፀንሑ ኮይኖም ኣርባዕቲኦም ካብ ጅቡቲ ተመለስቲ እንትኾኑ ሰለስተ ሓገዝቲ ገናሒ መኪናን ሓደ ገናሒ መኪናን እዮም።

ከም ሓበሬታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ እቶም በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ምስኦም ዝተራኸቡ ሰባት ኣልሽካ ናብ መወሸቢ ክኣትው ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ።


0