ኣብ ቤት ህንፀት ከተማ ጋምቤላ ብዝተወልዐ ሕድሕድ ጎንፂ 92 ተሃነፅቲን ተጠርጠርትን ኣምሊጦም፡፡

ኣዛዚ ቤት ህንፀት ዞባ ጋምቤላን ከባቢኣን ኢንስፔክተር ጆን ኦምድ ብሰንኪ ማይ ኣብ መንጎ 2 ሰባት ብዝተወልዐ ጎንፂ ካልኦት ተፀንቢሮም ካብ 316 ተሃነፅቲ እቶም 92 ምምላጦም ገሊፆም፡፡

በቲ ጎንፂ ኣብ 3 ሰባት ቀሊል ጉድኣት ከምዝበፅሓን እኹል ሓይሊ ፀጥታ ብዘይምህላው ዘጋጠመ ምዃኑ ገሊፆም ይብል ፀብፃብ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of