ኣብ ስፔን ብሰንኪ ረኻሲ ቫይረስ ኮሮና ቁፅሪ ሞት ምንካዩ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ስፔን ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ጥራይ  ሞት 674 ሰባት ምምዝጋቡ ስዒቡ’ዩ ቁፅሪ ሞት እታ ሃገር ነክዩ ተባሂሉ ዘሎ ብመንፅር እቲ ኸጋጥማ ዝቐነየ መዓልታዊ በዝሒ ሞት ብምንፅፃ’ርዩ ተባሂሉ’ሎ ከም ፀብፃብ ቢቢሲ።

ሓፈሻዊ ኣብታ ሃገር  ጠቕላላ በዝሒ ሞት 12,4189  ተመዝጊቡ’ዩ።


0