ኣብ ማሌዥያ ብሰንኪ ብክለት ከባቢ ኣየር 111 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅየን፡፡

ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ማሌዥያ ኣብ ትርከብ ማእኸል ኢንዳስትሪ ዝኾነት ከተማ ጆሆር ብሰንኪ ብኽለት ኣየር 500 ሰባት ምሕማሞም ስዒቡ እዩ እተን ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፅየን፡፡

ተጠቃዕቲ እቲ ብኽለት ዕውልውልን ንዓቐብን ዘበሎም ኾይኑ መብዛሕቲኦም ተመሃሮ እዮም፡፡

እቲ ብኽለት ምስ ዘይምዕሩይ ኣወጋግዳ ጓሓፍን ርስሓትን ዝተኣሳሰር ክኾን ክምዝኽእል ተገሚቱ ኣሎይብል ፀብፃብ ኣልጀዝራ ፀብፂቡ፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of